ብምኽንያት ዕረፍቲ ደላይት ፍትሒ ሂወት መግለጺ መሪር ሐዘን

hiwetመግለጺ መሪር ሐዘን ብሃንደበታዊ ዕረፍቲ’’ኤርትራዊት ደላይት ፍትሒ’’ሂወት ገብረገርጊሽ’’ተቐማጢት ጀነቫ ስዊስ። ሂወት ጓል ኣቦይ ገብረገርጊሽ ኤርትራዊት ዋዕሮ ሐየት’’ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነጻነት ክንዲ ዝጥዕሞ’’ምስ ሐሰሞ’’ዓው ኢላ ዘስመዔት ትቃውሞ’’