ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ 2ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ 2ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ፡ ብዓርቢ 24 መስከረም ኣብ ፍላንደርስ በልጅዩም ኣብ ዝተሰላሰለ፡ 161 ኪሎ ሜትር ዝርሕቐቱ፡ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ካልኣይ ደረጃ ብምውጻእ፡ ተሸላሚ ብሩር ሜዳልያ ኮይኑ።