“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”

“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”ኣብ መዓስከራት ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን በደልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።