ርሑስ በዓላት ይግበረልና !!

ENCDCኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት በዓል ልደትን፣ ሓድሽ ዓመትን፣ ንኹላትኩም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትናን ንመላእ ህዝብናን ከምኡ‘ውን ንኩሎም ኣመንቲ ክስትና ኣብ ዓለምን እንቋዕ ናብ`ዚ ክቡር በዓላት‘ዚ ኣብጻሓና ብምባል፣ ርሑስ በዓላት ክገብሮን ምንዮትና ንገልጽ።