ቃል ሓዘን ብሞት ዓቢ ሃገራዊ መራሒ ሓጅ ሳልሕ ሙሳ “ኣቡ ዳዉድ”

hajisalehmusaዓቢ ሃገራዊ መራሒ ጠበቓ ሓጅ ሳልሕ ሙሳ ”ኣቡ ዳዉድ”፣ ወጋሕታ ቀዳም ዕለት 24/07/2021፣ ኣብ ከተማ ዓድ ቐይሕ ካብዛ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈለየና ብምሕባር፣ ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።