መልሲ ንመግለጺ ዋሃብ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ !!

 ዕላዊ ወሃብ ቃል ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት እትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ብዕለት 30 መጋቢት 2021 ኣብ ዘካየዶ ሰሙናዊ ርክብ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣልዒሉ፣ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈለዩሉ ማዓልቲ ኣየኽብሩዎን፣ ኣይፈትዉዎን እዮም፣ እቲ ምግንጻል ድማ ዝሑል ውግእ ዘምጸኦ እዩ ክብል ገሊጹ። ብምቕጻል ኣምባሳደር ዲና ሙፍቱ፡