ማይ ተመናይ መርድእ በጺሕኩም ዶ

ሐርበኛ ዜና ምሕረተኣብ ዓሪፉ ኣብ ማዕዶ ኣሜን ኢልና ንቕበሎ ኣምላኽ ዝፈቐዶ’’ ኣታ ዜና ሐወይ እንታይ ተረኸበ ኣብ ፌስቡኽ ዕረፍትኻ ኣንቢበ ነቶም ዝሐለፉ ሐርበኛታት ዘርከበ ኣብ ስደት ኾይኑ ዶ ሐመድ ድበ’’