ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ብምፍታሽ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣሲሮም ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ እናፈተሹ፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።