ቃል መሪር ሓዘን

ክብርቲ ወላዲታ ንሓፍትና ወ/ሪት ሓናን መሓመድ ሳልሕ፣ ኣባል ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብሮቡዕ ዕለት 24 መጋቢት 2021 ኣብ ከተማ መካ ኣልሙከራማ ብሞት ካብ’ዛ ዓለም ተፈሊየናና።