ዘሔጉስ ዜና

ሎሚውን ከምቶም ወትሩ ዝጸሓፈሎም ሰብ ሕልናን ገበርቲ ሰናያትን ስለ ዝተረኽቡ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ኣመስጊኑ ንኣመስገንቲ ከተሓላልፍ ሓላፍነቱን ግቡእ ኣሰራርሕኡን ስለ ዝዀነ በዚ ዝኽተል ኣገባብ ገይርና ከነማሱ ንርከብ።