ንሕማም ተላገብ ዓገብ እባ ዓገብ ኤርትራ ዓዲ ጀጋኑ ዘበት ክትልገብ እቶም ቲፎዞ ኮይኖም ዝብሉ ዘብዘብ ልሳን ህወሐት ብልጽጋና ይተኣከብ ኩሉ ተታሒዙ ኣሎ ኣብ መዝገብ’’