መርድእ

 ክብርቲ ኣዴናን ሓፍትናን ህይወት ነጋሲ ኣባይ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ኣብ ሆስፒታል ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 67 ዓመት ዕድሚኣ ብሰሉስ ዕለት 23-12- 2020 ኣብ ሆስፒታል ዓሪፋ።