ብዶክተር ኣቢን ኢሰያስን ዝፍጸም ዘሎ፡ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ምቕላዕ ምኹናን።

ብዕለት 09/ 12/ 2020 - ኣብ ከባቢ መቐለ ተኣሲሮም ዝነበሩ ልዕሊ 320 ኤርትራውያን፡ ካብ መሬት ትግራይ ተወሲዶም ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እዚ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ብመን ብከመይ ከምዝተፈጸመ ዝርዝሩ ከምዚ ዝስዕብ እዩ