ዕድመ ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ዱሱልዶርፍ ሃገረ ጀርመን

 ንቐዳም ዕለት 12 ታሕሳስ 2020፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ደው ኢሉ ሰላማዊ መፍትሒ ክርከበሉ፡ ዝመዛበል ዘሎ ሰለማዊ ህዝቢ ቆላሕታ ማሕበረሰብ ዓለም ክረክብንብፍላይ ድማ ንውሕስነት እቶም ጸግዒ ስኢኖም ንሓደጋ ተቓሊዖም ዘለዉ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝጽውዕን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋና ከተማ ኣውራጃ ኖርድራይን