ኤርትራ ሓደ ካብ’ቶም ጀጋኑ ተቓለስታ ኣፋንያ

ሓርበኛ ተቃላሳይ ኢብራሂም መሓመድ ኑር፡ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብሰሉስ ዕለት 27.10.2020 ኣብ ሆልስፒታል ንጉስ ፋህድ ኣብ ዋና ከተማ ስዑድያ ርያድ ካብዛ ዕላም ብመስዋእቲ ከም ዝተፈለያና መሪሕነት ግሃድኤ መሪር ሓዘን እናተሰመዑ ይገልጽ።