Category: ትግርኛ ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩናት ኢትዮጵያ ከምዜተሳተፈ ረጋግጹ ብዘሓት ሓቕታት ብመርትዖ ነቕርብ፡ እዝም ክሌተ ምንቕስቕስ መንእሰያት ኤርትራ - / ንሓርነትን ንዯሞክራስን / ይኹን ካሌኦት ትካሊትን ማሕበራዊ መራኸብታትን ወሲኽካ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ኩናት ኢትዮጵያ ከምዜተሳተፈ ረጋግጽ ብዘሓት ሓቕታት ብመርትዖ ክግሇጹ ጸኒሖም እዮም።
Category: ትግርኛ መሪሕነትን አመራርሓን- Leadership, theory and practice መሪሕነት አብዚ ግዜዚ እቲ አገዳስን አድላይን አብ ኩሉ መዳያት ውዳቤ ናይ ሕይወትና ፣ ናይ ክሉ ሕይወትና ግላዊ ይኹን ማሕበራዊ፣ አብ ቁጠባውን፣ ፖሊቲካውን፣ ማሕበራውን፣ባህላውን ንስራሓትና ንምዕዋት አፍልጦን ትግባረን መሪሕነት አገዳሲ ኢዩ።
Category: ትግርኛ ዝክሪ በዓል ፈንቅል መዘከርታ ንውሕስነት ኤርትራዊ ቀይሕ ባሕሪ ብ እዋን መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ እታ ከም ቀንዲ መትኒ ካልኣይ ኣቤታዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይና ዝነበረት ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ብተባዕ ኤርትራዊ ተጋዳላይ ሓንሳብን ንሓዋሩን ንዓና ኤርትራዉያን ዝተረከበትላ ዕዉቲ ስርሒት ፈንቅል እያ ኔራ። ኣብዚ ፍሉይ ዝገብሮ ኣብዛ ስርሒት እዚኣ ንመጀመርታ እዋን ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ብንጥፈት ባሕሩ ንምሕራር ምስታፉ'ዩ።
Category: ትግርኛ ኣነየ ኤርትራዊ ቢንዓሚር ተግረ ተዛራቢ ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ ብጉጅለ ኢሰያስ መን ዘይተበደለ ብደቂ መታሕት ከም ዝተዓብለለ ዮሴፍ ሱሳ ካብ ሚእቲ ዮም ዝበለ እንታይ ዕላማ ክሃርም ስለ ዝደለ’’