Category: ትግርኛ

ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ትጠፍእ

ዓገብ ንስነ ጥበባዊያን ን ክድመሩ፣ ካብ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ዝበረሩ፣ ናይ ኣርዮስ ሉኡኻት፣ዓበይትን ናእሽቱን ምእዙዛት፣ ተበግሶኹም ኣለዎ ብልሐት፣ ምስ ኣምሐራ ኦሮሞ ተጋሩ፣ ቀይሕ ባሕሪ ናይናዩ ዝዝምሩ፣ብኣቢዪ ክትምርሑ ዘይሐፈሩ።