Category: ትግርኛ “ናይ ሓዘን መግለጺ“ ዜና ዕረፍቲ ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ኣባል መሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና፣ ኣብዚ እዋን እዚ መስዋእቲ ሓርበኛ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ዓቢ ክሳራ ንደንበ ፍትሒ ኤርትራ ብዓቢኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ኢዩ
Category: ትግርኛ ሓርበኛ ኣምባሳዯር ኣዴሓኖም ነባሪ ታሪኽ ገዱፉ ስለዝሓለፈ ብሰላም ዕረፍ!! ሞት ሓርበኛ ኣምባሳዯር ኣዴሓኖም ገረማርያም ምስ ሰማዕኩ ብጣዕሚ ሓዚነ። ዘይሃስስ ታሪኽ ገዱፉ ስለዝሓለፈ ግና ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ንቤተ ሰቡን ፈተውቱን ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ክብል ክብሪ ይስምዓኒ።
Category: ትግርኛ ናይ ሓዘን ውዴባዊ መግለጺ፡ መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ሓርበኛ ኣምባሳዯር ኣዴሓኖም፡ ስሙር ሰሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - (ስዯግኤ) ብሞት ሓርበኛ ኣምባሳዯር ኣዴሓኖም ገበረ ማርያም ሓዯ ካብቶም ገዲይም ተቓለስቲ ስለዝኾነ ዓቢ ሓዘን ከምዝተሰምዓና ንገልጽ። በዚ ኣጋጣም’ዚ ብስም መሪሕነትን መሰረታትን ስዯግኤ ዴማ ንሓርበኛ ኣምባሳዯር መንግሰተ ሰማይ ይቐበሎ። ንኩሎም ስዴራ ቤቱን ፈተወቱን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል።
Category: ትግርኛ ኣይረሳዕናዮን ጃምላዊ ህልቀት ናይ 75 መልሲ ንመቃናጀውቲ ሙሁራት ኢና በሃልቲ ንፋስ ዘእትዉ በተንቲ’’ ኣይረሳዕናዮን ጃምላዊ ህልቀታት ብሃይለ ስላሴ ደርግን ቅትለታት ኣብ ኣስመራ ናይ 75 ፍጻሜታት ብጥይት ብስልኪ ዝተሐነቑ ደቀባት ሬሶኦም ናብ ጋህሲ ብትግሬቶታት’’