Jeberti.com Jeberti.com Jeberti.com
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Category: ትግርኛ

ኩናት ምእታው ዜተቛወሙ ልዕሊ 500 - ሓለፍትን ተራን ተኣሲሮም፡

Details
Super User
ትግርኛ
02 December 2020
  •  Print 
  • Email
ኣብ ኤርትራ ካብ ጀነራላት ጀሚርካ ኣብ ኣጋር ሰራዊትን መካናይዜድን ሎጂስቲክስን ካልኦት ክፍልታትን ዯስኪሎም ዜነበሩ ሓለፍቲ ሰራዊት ብዘሓት እዮም።
Category: ትግርኛ

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንሓደጋ ከምዝተሳጥሑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

Details
Super User
ትግርኛ
01 December 2020
  •  Print 
  • Email
ኤርትራውያን ስደተኛታት​ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ጸጥታዊን ሰብኣውን ውሕስነትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዓስከራት ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዝዩ ከምዝተሻቐለ ገሊጹ።
Category: ትግርኛ

ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ

Details
Super User
ትግርኛ
29 November 2020
  •  Print 
  • Email
ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ​ሎሚ ቀዳም 28 ሕዳር፣ ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ሚሳይላት ከምዝተወንጨፈ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣረጋጊጾም። 
Category: ትግርኛ

እዋናዊ መግለጺ ፖሎቲካዊ ቤትጽሕፈት ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ብመኽንያትያት አብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩናት ብዝምልከት!

Details
Super User
ትግርኛ
29 November 2020
  •  Print 
  • Email
ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ) እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ናይ ዓመጽን ወራርን ዂናት ሃንደስቱ ካብ ናይ ባዕሎም ረብሓ ዘበገስዎ ኮይኑ፡ ፋሽሽታዊ ስርዓት ኢሳያስን ኣብይን ድማ ከም ተለኣኣኽትን ኣተግበርትን ዝተዋፈርሉ ዕማም ኢዩ።

More Articles ...

  1. ዓድዋ ምኻድ ይትረፍ ዓድና ክንሰፍር!

Page 10 of 163

  • Start
  • Prev
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • Next
  • End

Top
Copyright © 2019 Jeberti.com. All Rights Reserved.