Jeberti.com Jeberti.com Jeberti.com
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Photo Thumbnail
Category: ትግርኛ

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ሕሰም አይትርከቢ

Details
Super User
ትግርኛ
22 December 2020
  •  Print 
  • Email
ኤርትራ ገና አብ ሕጽኖት እንኮላ፡ ዝተተኽለ ጓይላ’ውን አብ ክንዲ ዝቕህም መመሊሱ አብ ዝዓምረሉ እዋን፡ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ሰብ ዘይስተብሃለሉ ሰርቢ ኣብ ሰማይ አድማስ ምቕልቃሉ አሚታ ነበረት። እታ ኣብ ዞቦና ሱር ካብ እትሰድድ ጥቓ አርባዕተ ሚእቲ ዓመት ዘቑጸረት ቤተ ክርስትያን፡ ነቲ ሰላሳ ዓመት ዝወሰደ እሞ ናይ አማእትታ አሸሓት ሂወት ሕልፈት ጠንቂ ዝኾነ ናዕቢ ምዝዛሙ ብሃሌሉውያ ንእግዚአብሄራ አመስገነት። እንተኾነ ናይ ባሩድ ሽታ ክንዲ ዝንኪ መመሊሱ ክሳብ ንአፍንጫ ዝስርስር ነቲ አከባቢ ክዕውዶ ምጅማሩ ‘ውን ካብ ምጥንቃቕ ዓዲ አይወዓለትን። 
Category: ትግርኛ

ኣስመራ፣ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብብሽክለታን ካሮሳን ይትካእ ኣሎ

Details
Super User
ትግርኛ
21 December 2020
  •  Print 
  • Email
ኣስመራ፣ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብብሽክለታን ካሮሳን ይትካእ ኣሎ ኣብ ኣስመራ፣ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል፣ ንኣስታት ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያን ታክስን ደው ምባሉ፣ ህዝቢ ብሽክለታ፣ ካሮሳን ዓረብያን’ዩ ዝጥቀም ዘሎ። 
Category: ትግርኛ

ብዶክተር ኣቢን ኢሰያስን ዝፍጸም ዘሎ፡ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ምቕላዕ ምኹናን።

Details
Super User
ትግርኛ
17 December 2020
  •  Print 
  • Email
​ብዕለት 09/ 12/ 2020 - ኣብ ከባቢ መቐለ ተኣሲሮም ዝነበሩ ልዕሊ 320 ኤርትራውያን፡ ካብ መሬት ትግራይ ተወሲዶም ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እዚ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ብመን ብከመይ ከምዝተፈጸመ ዝርዝሩ ከምዚ ዝስዕብ እዩ፡
Category: ትግርኛ

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ዝሃደሙ ንዝበልዎም ኤርትራውያን፣ ኣብ ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቕጽሉ ኣለዉ

Details
Super User
ትግርኛ
14 December 2020
  •  Print 
  • Email

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ዝሃደሙ ንዝበልዎም ኤርትራውያን፣ ኣብ ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቕጽሉ ኣለዉ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ትግራይ ዝሃደሙ’ዮም ንዝበልዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ከተማታት ጎንደርን ኣዲስ ኣበባን ምግፋፍ ይቅጽሉዎ ኣለዉ።

More Articles ...

  1. ለውጢ ኣይመጽእን ዩ ብትኳቦ ብተስፋ

Page 8 of 163

  • Start
  • Prev
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • Next
  • End

Top
Copyright © 2019 Jeberti.com. All Rights Reserved.