Category: ትግርኛ ቅልውላው ትግራይ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት 'ቅትለትን ጭውያን' ከምዘጋጠሞም ሓላፊ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ ኣብ ክልተ መዓስከራት ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት 'ቅትለትን ጭውያን' ከምዘጋጠሞም ሓላፊ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
Category: ትግርኛ ማልያ ምቅይያር ቀጽሉ ጥራይ ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ ልሳነይ ኣይዓጽፍን ሐንቲ ያ ቃለይ ንሃገሮም እዮም ተበጅዮም ደቂ ኤረይ ጭርሖኦም ኣሞራ ይብልዓዮ ስጋይኣውሊዔይ ጽላለይ ኣለኹልኪ ባዕለይ’’
Category: ትግርኛ ሕጂው’ን እቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩለንትናዊ ወራር ንኹንን፡ እቲ ካብ ዝጅመር ክልተ ወርሒ ጌሩ ዘሎ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣስዒብዎ ዘሎ ጸገማት ናይ ዓለምና ቀንዲ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዘይሓላፍነታዊን ዘይሕጋውን ወራር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈጢርዎ ዘሎ ቅልውላው ንኢትዮጵያ ሓሊፉ ንኩሉ እቲ ዞባ ጸልይዎ ይርከብ።
Category: ትግርኛ ኣስመራ፣ ንህዝባዊ መጓዓዝያ ተኪኤን ዝጸንሓ ካሮሳ ምኽልካለን ዝተወጽዑ ሕሙማን ተሓዚሎም ናብ ሕክምና ይመላለሱ ምህላዎም ተገሊጹ ኣብ ኣስመራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል፣ ንልዕሊ 9 ኣዋርሕ ህዝባዊ መጓዓዝያን ታክሲን ደው ድሕሪ ምባለን፣ ከም መተካእታ ኣገልግሎት ክህባ ዝጸንሓ ካሮሳ፣ ዓረብያ ፈረስን ሰለስተ እግረን ብሽክለታን ተኸልኪለን።