Jeberti.com Jeberti.com Jeberti.com
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
Category: ትግርኛ

ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር

Details
Super User
ትግርኛ
26 June 2022
  •  Print 
  • Email

ኣብዚ ዝሓልፈ ሳምንታት፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር ምህላዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።

Category: ትግርኛ

ኤርትራዊት ስደተኛ፡ ኣኻውሕ ኣብ ዝበዝሖ ደሴት ግሪኽ ሓሪሳ

Details
Super User
ትግርኛ
24 June 2022
  •  Print 
  • Email

ኤርትራዊት ስደተኛሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ፡ ኣብ ከባቢ ሌስቦስ ግሪኽ ኣብ ዝርከብ ሰብ ዘይነብረሉ ኣኻውሕ ዝበዝሖ ደሴት ከም ዝሓረሰት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ኣቓሊሐን።

Category: ትግርኛ

'ናብ ሩዋንዳ ምምላስና ናብ ኤውሮጳ ንኽንኣቱ ኣይዓገተናን' -ኤርትራውያን ስደተኛታት

Details
Super User
ትግርኛ
24 June 2022
  •  Print 
  • Email

ሕጂ ኣብ ዙሪክ ዝነብር ወዲ 36 ዓመት ባህኣበሎም፡ ብ2014 ናብ ሩዋንዳ ተሰጋጊሩ ነይሩቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ብሪጣንያ፡ ሩዋንዳ ንስደተኛታት እተዕቍብ፡ ውሕስትን ምችእትን ሃገር ምዃና ይገልጽ። ይዅን እምበር ኣብ 2017 ካብ እስራኤል ናብ ሩዋንዳ ተመሊሶም፡ ግን ኣብኡ ደው ከይበሉ፡ ብመገዲ ሰሃራን ባሕርን ንኤውሮጳ ዝኣተው ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ቢቢሲ ኣዘራሪብዎም ኣሎ።

Category: ትግርኛ

ሰማእታትና ሽምዓ ብምውላዕ ኣይኮኑን ዝኸብሩ

Details
Super User
ትግርኛ
21 June 2022
  •  Print 
  • Email

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ሕድርኹም ንምትግባር ንቃለስ ኣለና ብቅዋም ብሕጊ ክማሕዳደር ህዝብና’’  ብ91 ዕልልታ ኣብ ኤርትራ ኣንጎድጒዱ ንሑሉፍ ንጥልመትን ክድዓትን ንጎኒ ሐዲጉ ኣብ ድያስፖራ ውን ናይ ሐጎስ ነጎዳ ነጒዱ ን31 ዓመት ኢሰያሳዊ ጉጅለ ነጊሱ ብኢዱ ንህዝብን ሃገርን ንምጥፋእ ሐዊ ኣኣጒዱ’’

More Articles ...

  1. ሓድነታዊ መግለጺ

Page 1 of 221

  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • Next
  • End

Top
Jeberti.com