ትግርኛ

ሕማም ዓሶ: ኣውራ ቀታሊ ሕማም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን ኮይኑ ይቕጽል

ሕማም ዓሶ: ኣውራ ቀታሊ ሕማም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን ኮይኑ ይቕጽል

ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ሓደ ካብ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማማትን ቀታልን እዩ::

ኣብ 2021 ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ፣ ኣብታ ዓመት ‘ቲኣ 92 ሽሕን 898 ሰባት ብሕማም ዓሶ ክልከፉ እንከለዉ ካብዚኦም እቶም 211 ሂወ...

Readmore

English