ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐፍትና ኣዜብ ናይ ሐዘን መግለጺ

ኣዜብ ጓል ኣቦይ ዘሚካኤል ዋዕሮ‘‘ኣፋንዉኑ ዶ ኾነ ኣብዛ ተካል እዋን‘‘ሰለ ዝጨርሑ ኤርትራ ንኤርትራዊያን‘‘ከም ኩሎም ሐመድ ዓዶም ዝሐረሞም ሃገራዊያን‘‘ሐመድ ድበኺ ኣብ ሃገር ጀርመን‘‘