ትግርኛ

English

عربي

البيان المشترك للقوى السياسية الإرترية

البيان المشترك  للقوى السياسية الإرترية
 حققت إرتريا استقلالها وسيادتها الوطنية بعد نضال مرير وطويل، قدم شعبنا خلالها تضحيات مادية ومعنوية جسيمة، إلا أنه للأسف الشديد تم تبديد آماله وتطلعاته بسبب سياسات الطغمة المستبدة التي وصلت إلى سدة ...

Readmore

ሓድነትን ምሕዝነትን ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ፡ ብጣዕሚ-ህጹጽ ምላሽ ዝጠልብ ሕቶ!

ኩነታት ሃገርና፡ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ፡ ኣዝዩ እናተሓላለኸ፡ ተኣፋፊ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ሎሚ፡ ከም ቅድሚ ትማሊ፡ ወይ ድማ ከም ትማሊ ኣይኮነን። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ርእሰ-ፋሽስት ኢሳያስን ጉጅልኡን ካብ ትወድቕ፡ ካብ ትጽቢት ህዝብታትና ወጻኢ፡ በቶም ቀንዲ ዓቕምታት ሰብኣውን ማሕበረ ቁጠባዊ መዳይ ጥራሕ ኣይኮነትን እናዓነወት ትኸይድ ዘላ።