ዝኸበርኩም አሕዋት ጉጅለ አለና፡

 ብዛዕባ ዴሞክራስያዊ መሰል ደቂ ሰባት ዘይፈልጡስ፡ ብሽም መሰል ዴሞክራስያዊ ዝዝምሩን ብዛዕባ ህ.ግ.ደ.ፍ.

ልባዊ ሰላምታና ንዓኹም ይኹን ብማለት አብ ዕለታዊ ስራሕኩም ዓወትን አሳልጦን ንምነ፡ ቀጺልና ድማ ነዚ ዝስዕብ ሕቶ ከነቕርበሉም ንፈቱ።

ብዛዕባ ዴሞክራስያዊ መሰል ደቂ ሰባት ዘይፈልጡስ፡ ብሽም መሰል ዴሞክራስያዊ ዝዝምሩን ብዛዕባ ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝፈጸምዎን ዝፍጽምዎን ዘለው ገበናት አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተቃልዑ ስለዘለኹም አብ ርእሲ እቲ ዘለኩም ህዝባዊ ሐልዮትን ትብዓትን   ንጽሑፋትኩም አብ ወብሳይትና  ከነእንግድ ብዙሕ ደስ ይብለና እዩ።

የግዳስ ሐደ ካብቲ መሪር በደል ዘጋጠሞን ዘጋጥሞ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ንህዝቢ ጀበርቲ ብዘይድልየቱ ብግዲ መሰል ብሄርነቱ ነፊጉ አብ ትሕቲ ሽም ብሄር ትግርኛ ከምዝጽዋዕ ዝገበረን ዝገብር ከምዘሎ መጠንን ንሕና ከም ህዝቢ ጀበርቲ መጠን ድማ ከም ኤርትራውያን ምስ አሕዋትና ኤርትራውያን መስዋእቲ ከፊልናን ክሳብ ሕጂውን ጸረዚ ጸላእ ህዝቢ ኤርትራ መስውዋእትና ንኸፍል ምህላውናን ንኹሉ ህዝብና ስውር አይኮነን።

ሕጂ ግን ሕቶና ንዓኹም ከም ጉጅለ አለና ክንሐተኩም ንደሊ መጠን ቃልስና አብ ርእሲዚ ስርዓትዚ ንምውዳቕ ጎኒጎኑ ዝኸይድ መሰል ማዕርነት ብሄርነትና አብ ኤርትራ ንምርግጋጽ ስለዝኾነ እዚ ሕጂ ምስ ጽሑፋትኩም ሐዊስኩም አውጺእኩሞ ዘለኹም አብ ትሕቲ ሽም popoular participation ዝብል ስእሊ ናይ ትሸዓተ ብሄራት ኤርትራ ዘንጸባርቕ ጌና ንብሄርነትና ዘየለለየ ስለዝኾነ እምንቶኹም አብ ብሄራት ኤርትራ ስለዘሰከፈና አብ ወብሳይትና ከነውጽኦ ፍቓደኛታት አይኮንናን።

ብዛዕብኡ መግለጺ ክትህቡና ፍቓደኛታት እንተኾይንኩም ደስ ምበለና፡ ካብኡ ሐሊፋ ግን ንመሰል ህዝባዊ ዴሞክራሲ እንዳተቓለስና ዘይዴሞክራስያዊ ስእሊ ብሄራት ከነንጸባቕ ታሪኽ ህ.ግ.ደ.ፍ. ምድጋም ስለዝመስል መልሱ ናባኹም ንሐድጎ።

ምስ ብዙሕ ሰላምታ

የቐንየልና

ምምሕዳር ጀበርቲ.ኮም

 

Interview with Ghirmai Kidane (Wedi Filipo) with Radio Aserna at Aserna.net

Part 1      Part 2

Part 3       Part 4

23-year-old pays off mom’s mortgage, becomes YouTube star

 




محنة اللجوء واللاجئين الإرتريين... منذ عام 769

المناضل تسفاي تمنيو

Tesfay temnewo with the Eritrean national dialogue platform

መስፍን ሓጉስን ተዘክሮታት

Part 1

Part 2

Young protesters in Italy occupy Eritrean embassy in Rome

 

 

London Youth Occupy Eritrean Embassy in London

ህጹጽ ጻዋዒት

 

Eritrean Cities under HGDEF Rule !

Bloody Lair Booket in PDF

 

 

 

 

Eritrea accused of prisoner abuse

Former guard says 15 former officials and journalists died due to inhumane conditions

Great Eritrean Men Saying

ስም ኤርትራ ካብ ካርታ ዓለም ክስረዝ ማለት ብህዝብና ዝጽወር ጉዳይ ኣይክኸውንን እዩ።

ሼኽ ኢብራሂም ሱልጣን ኣብ ሕ.ሃ ካብ ዘስምዕዎ መጎተ


Random Cartoon

Htsretnedadi.jpg