ዕድመ

E-mail Print PDF

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 13/03/2010 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩልኹም ሃገራውያንን ብኤርትራ እትግደሱን ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ  ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባ  ብዛዕባ  ቀዳማይ ጉባኤ

 

ግ.ሃ.ድ.ኤ ኣገዳሲ ውሳኔታቱን፣ ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን፡  ከምኡ’ውን ሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ  ንኽካየድ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታትን ኣልዒሉ  ብዑምቀት ክመያየጥ እዩ። ኣኼባና ብኣባላት መሪሕነት ውድብ ክምእከል ምዃኑ ድማ ንሕብር።

 

ኣኼባ ዝካየደሉ ቦታ፡

Lansdowne Green Community Hall

283 Wandsworth Road

London SW8

ግዜየን ሰዓትን

13 መጋቢት 2010 - ካብ ሰዓት 16.00 ክሳብ 21.00

ሓበሬታ ብዛዕባ መጓዓዓዝያ፡

Nearest underground :   Vauxhall station

Buses:    196, 77,   87

 

 

ብድሓን ምጹ !

 

 

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ

 

 

If you love your people and stand for them, then Sign the petition

ENP Chairman Concluded successful tour to USA and Italy

Mejlis I.Mukhtar

Nehnan Elamanan

Open Letter to ENCPC

What is the Message

Death of the Dream-Eritrea

Presentaion of Professor Joseph E Magnet

Eritrea accused of prisoner abuse


Great Eritrean Men Saying

ኤርትራ ነጻ ምስ ወጸት ኣብ መቓብረይ መጺእካ ሑሹኽ በለኒ።

ሓጅ ሱለይማን