Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝኣተዋሉ ምኽንያት ኣካል ወፍሪ ነዊሕ ጉዕዛ ባሕሪ ምዃኑ ተገሊጹ
ትግርኛ

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝኣተዋሉ ምኽንያት ኣካል ወፍሪ ነዊሕ ጉዕዛ ባሕሪ ምዃኑ ተገሊጹ

ብ‘ፓሲፊክ‘ ዝፍለጥ ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይዝምቢ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

  • Apr 02
ፈርዲናንዶ ማርቲኒ፡ ንዘመናዊት ኤርትራ ዝሃነጸ ኢጣልያዊ ጸሓፍን ፖለቲከኛን
ትግርኛ

ፈርዲናንዶ ማርቲኒ፡ ንዘመናዊት ኤርትራ ዝሃነጸ ኢጣልያዊ ጸሓፍን ፖለቲከኛን

ፈርዲናንዶ ማርቲኒ (1841-1928) ኣብ ኤርትራ ንመጀመርታ ግዜ ብሚያዝያ 1891 - ዕድመኡ 50 ኣብ ዝመልኣሉ - እዩ በጺሑ። ንኤርትራ መኸዲኡ ምኽንያት ከኣ ሓደ ጕዳይ ንምምርማር ነበረ፣ ብዛዕባ ጽጋብ ዜጋታት ጣልያን ኣብ ኤርትራ

  • Mar 31
ስለምንታይ መራኽብ ውግእ ሩስያ ናብ ኤርትራ ኣትየን?
ትግርኛ

ስለምንታይ መራኽብ ውግእ ሩስያ ናብ ኤርትራ ኣትየን?

ዓባይ መርከብ ውግእ ሩስያ ትማሊ 28 መጋቢት ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ከምዝኣተወት ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ሓቢሩ ነይሩ።

  • Mar 29
ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ጸኒሑ
ትግርኛ

ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ጸኒሑ

ብ ሰሜን ካሮላይና ድሕሪ ዘጋጠመ ተኹሲ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከብ ሓደ ክሱስ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ከምዝተረኽበ ጸብጻብ ኣኽበርቲ ጸጥታ ኢሚግሬሽንን ጉምሩክን ኣመሪካ...

  • Mar 28
ብኤርትራዊት ዝተማህዘት ንንምርኣይን ምስማዕን ዝሰኣኑ እተገልግል መተግብሪ ( ኣፕ)
ትግርኛ

ብኤርትራዊት ዝተማህዘት ንንምርኣይን ምስማዕን ዝሰኣኑ እተገልግል መተግብሪ ( ኣፕ)

ዋሽንግተን — ምርኣይን ምስማዕን ንዝሰኣኑ ኣካላት ፊልምታት ክከታተሉ ዘኽእል መተግብሪ( ኣፕ) ዘዳለወት ኤርትራዊት ጀርመናዊት ሰናይት ኣስመላሽ ደበሳይ ነቲ ኣፕ ንምድላው ዝደረኻ ኩነታት ዛንታ ሓንቲ ውልቀሰብን ንታሪኽ ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ኤርትራ ንምስናድ ዝነበራ ባህጊን ምዃኑ ትሕብር።

  • Mar 27
ኤርትራ፣ ኣብ African All Games ብ15 ሜዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ
ትግርኛ

ኤርትራ፣ ኣብ African All Games ብ15 ሜዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ

ካብ 4 ክሳብ 23 መጋቢት፣ ኣብ ጋና ክካየድ ኣብ ዝቐነየ፡ መበል 13 ውድድራት ጸወታታት መላእ ኣፍሪቃ ወይ ድማ African All Games፡ ኤርትራ ብ15 ሜዳዳልያታት መበል 11 ደረጃ ተሰሪዓ።

  • Mar 27
ኤርትራ፡ ቻምፕዮንሺፕ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ብዓወት ጋንታ ደንደን ተዛዚሙ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ቻምፕዮንሺፕ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ብዓወት ጋንታ ደንደን ተዛዚሙ

  • Mar 26
ሶፊያ፡ ኣብ ሓያለ ዓለምለኻዊ ፌስቲቫላት ዝተሸለመት ኤርትራዊት ፊልም
ትግርኛ

ሶፊያ፡ ኣብ ሓያለ ዓለምለኻዊ ፌስቲቫላት ዝተሸለመት ኤርትራዊት ፊልም

ብኤርትራዊ ደራስን ኣላይን ኤፍሬም ካሕሳይ [ወዲ ኳዳ] ዝተደረሰትን ዝተኣለየትን ሶፊያ ዘርእስታ ፊልም ኣብ ሓያለ ዓለምለኻውያን ናይ ፊልም ፌስቲቫላት ብምውድዳር ሓያለ ሽልማታትን ኣፍልጦን ረኺባ።

  • Mar 25
ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም
ትግርኛ

ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም

ብ7 ሓምለ 2022 በረኸት ሰለሙን ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ ኣብ ብሪጣንያ ስቴቫንንጅ ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ብበሊሕ ተወጋጊኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ::

  • Mar 26
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም
ትግርኛ

ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም

ኣብ 8 መጋቢት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ክልተ ሰሙን ድሕሪ ምሕላፉ ብሽም ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ከተማ ጀኔቫ – ስዊዘርላንድ ዝሓሉፈ ቀዳም 23 መጋቢት ክበዓል...

  • Mar 25
ንብጻዮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ካብ ኣርባዕተ ክሳብ 22 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
ትግርኛ

ንብጻዮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ካብ ኣርባዕተ ክሳብ 22 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ሓደ ካብቶም ንበረኸት ሰለሙን ዝቐተሉ መንእሰያት ብውሕዱ ን22 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ።

  • Mar 24
ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ
ትግርኛ

ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ

ኣብ ሊብያ ብውሕዱ 65 ሬሳ ስደተኛታት ዝሓዘ ጃምላዊ መቓብር ከምዝተረኸበ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣፍሊጡ።

  • Mar 23
  • 53
  • 54
  • 55
  • 56
  • 57
  • 58
  • 59
  • 60
  • 61
  • 62

Page 60 of 62

Must Read

Why Eritreans want Isak to remain at Newcastle
Why Eritreans want Isak to remain at Newcastle
ኢጣልያ፡ ስለምንታይ'ዮም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ተመሃሮ ትምህርቶም ንምዝዛም ዝጽገሙ ዘለው?
ኢጣልያ፡ ስለምንታይ'ዮም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ተመሃሮ ትምህርቶም ንምዝዛም ዝጽገሙ ዘለው?
'ኤርትራ ዓንዲ ማእከል ጸጥታን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪቃ እያ'- ግብጻዊ ሚኒስተር
'ኤርትራ ዓንዲ ማእከል ጸጥታን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪቃ እያ'- ግብጻዊ ሚኒስተር
‘Without any humanity’: Eritrea human trafficker gets 20 years
‘Without any humanity’: Eritrea human trafficker gets 20 years
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ህግደፍን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣንን ዘንበረቶ እገዳ ኣልዒላ
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ህግደፍን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣንን ዘንበረቶ እገዳ ኣልዒላ
ኤርትራውያን፡ ስለምንታይ'ዮም ኣብ ኵሉ ኵርናዓት ዓለም ነንሕድሕዶም ዝጋጨዉ ዘለዉ?
ኤርትራውያን፡ ስለምንታይ'ዮም ኣብ ኵሉ ኵርናዓት ዓለም ነንሕድሕዶም ዝጋጨዉ ዘለዉ?
ኤርትራ ን33 ዓመታት ብኸመይ ብዘይ ቅዋም ትመሓደር ኣላ?
ኤርትራ ን33 ዓመታት ብኸመይ ብዘይ ቅዋም ትመሓደር ኣላ?
‘I was 17 when I had my first day of school’
‘I was 17 when I had my first day of school’
መገሻ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣቓልቦ ዝሰሓበ 'ዝተመሓየሸ' ስእሊ ሚኒስተር ዑስማንን
መገሻ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣቓልቦ ዝሰሓበ 'ዝተመሓየሸ' ስእሊ ሚኒስተር ዑስማንን
Copenhagen Marathon champion suspended for use of EPO
Copenhagen Marathon champion suspended for use of EPO
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo