Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኤርትራ ዘውዲ ወይዘሪት ዩኒቨርስ - 73 ንምድፋእ ብስኒት ትደምቕ
ትግርኛ

ኤርትራ ዘውዲ ወይዘሪት ዩኒቨርስ - 73 ንምድፋእ ብስኒት ትደምቕ

ኤርትራ ፡ ንፈለማ እዋን ዘውዲ “ሚስ ዩኒቨርስ ንኽትደፍእ ብመንገዲ ዕውቲ ወይዘሪት "ሚስ ዩኒቨርስ ኤርትራ" ስኒት ሃብተኣብ ትወዳደር ኣላ። ወይዘሪት ዩኒቨርስ ብ1952 ዝጀመረ ዝለዓለ መድረኽ ውድድር ቁንጅና ዓለም እዩ። ኣብዚ ልዑል ዝናን ክብርን ዘለዎ ውድድር፡ ዓመታዊ ብውሑዱ ልዕሊ 100 ነንሃገረን...

  • Nov 16
ተሸላሚት 'ወይዘሪት ኣፍሪቃ ብሪጣንያ 2024' - ኤርትራዊት ዮርዳኖስ መንግስትኣብ
ትግርኛ

ተሸላሚት 'ወይዘሪት ኣፍሪቃ ብሪጣንያ 2024' - ኤርትራዊት ዮርዳኖስ መንግስትኣብ

ኤርትራ ብወይዘራዝራ ኣቢላ ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት ቁንጅና ዓለምና ክትሳተፍን ዓወት ከተመዝግብን ጸኒሓ ኣላ። ኣብ ውድድር ወይዘሪት ኣፍሪቃ ዓባይ ብሪጣንያ 'Miss Africa Great Britain 2024' እውን ብመንገዲ ጓል 20 ዓመት ዮርዳኖስ መንግስታኣብ ኣቢላ 2ND RUNNER UP ሽልማት ረኺባ እያ። እዚ ውድድር...

  • Nov 14
ኣዲስ ኣበባ፡ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ጽዑቕ ግፋ ንካልኣይ ሰሙኑ ይቕጽል
ትግርኛ

ኣዲስ ኣበባ፡ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ጽዑቕ ግፋ ንካልኣይ ሰሙኑ ይቕጽል

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን፡ ብጹዑቕ ይቕጽል ኣሎ።ኤርትራውያን ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ንራድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ንኤርትራውያን...

  • Nov 14
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ገሊጹ
ትግርኛ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ገሊጹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ከምዝገለጸለን ተሓቢሩ።እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ዋና ጸሓፊ ስሙር ግንባር...

  • Nov 14
ኤርትራ፡ ንልዕሊ 23 ዓመታት ዝተኣስረ ጋዜጠኛ ሽልማት መሰል ተዓዊቱ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ንልዕሊ 23 ዓመታት ዝተኣስረ ጋዜጠኛ ሽልማት መሰል ተዓዊቱ

ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይፍርዲን ንኵነታቱ ዝገልጽ ሓበሬታን ንልዕሊ 23 ዓመታት ተሓይሩ ዝርከብ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ንናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ብዝገበሮ ተወፋይነት፡ ሽልማት ሰብኣዊ መሰላት ሽወደን - “ኤደልስታም” ከምዝተዋህቦ ሽማግለታት እቲ ፋውንዴሽን ገሊጾም። ዳዊት፡ ኣባል ቦርድ ምስንዳእ...

  • Nov 13
ኤርትራ፡ ቅዱስ ሲኖዶስ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከምዝመደበ ኣፍሊጡ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ቅዱስ ሲኖዶስ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከምዝመደበ ኣፍሊጡ

ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤትክርስትያን ኤርትራ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከም ዝመደበ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ብ 6 ጥቅምቲ 2024 ዝወጸ መግለጺ፡ ብመገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣቢሉ እውን ዝተዘርግሐ ኰይኑ፡ ቢቢሲ ነታ ቤተክርስትያን ቅርበት ዘለዎም ሰባት ተወኪሱ...

  • Nov 12
ንኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ብዛዕባ ዘዘራርብ ዘሎ 'ናብ ርሕሚ ዝኣቱ እምኒ' እንታይ ንፈልጥ?
ትግርኛ

ንኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ብዛዕባ ዘዘራርብ ዘሎ 'ናብ ርሕሚ ዝኣቱ እምኒ' እንታይ ንፈልጥ?

ኣብ ቀረባ ሰሙናት፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ‘ጃዴ ስቶንስ’ ወይ 'ዮኒ ኤግስ'ን ካልእን ብዛዕባ ተባሂሎም ዝጽውዑ ኣእማን ተላዒሉ ዝቐነየ ልዑል ክትዓት ኣሎ። ገሊአን፡ ረብሓታት እዞም ኣእማን’ዮም ዝበላኦም ሳይንሳዊ ድርኺት ዘይብሎም ረብሓታት ብምርቋሕ፡ ንኣጠቓቕማኡ...

  • Nov 08
‘ካብ ባይቶና ባይቶ ኣመሪካ’ዩ ዝያዳ ዝጸልወና...’ - ዶ/ር ፍትሒ ዓንዶም ብኸመይ ተንቲናቶ?
ትግርኛ

‘ካብ ባይቶና ባይቶ ኣመሪካ’ዩ ዝያዳ ዝጸልወና...’ - ዶ/ር ፍትሒ ዓንዶም ብኸመይ ተንቲናቶ?

ኣብዚ እዋን ኣቓልቦ መላእ ዓለም ጸሚዱ ዘሎ መረጻ ኣመሪካ፡ ዝተፈላላያ ሃገራትን ህዝብታትን በብናይ ገዛእ ርእሶም ረብሓታትን ኣገዳስነትን ይርእይዎን ውጽኢቱ ይጽበዩን ኣለዉ። ኣብዚ ዓለም ብከቢድ ፖለቲካዊ-ቍጠባ፡ ወተሃደራዊን ጸጥታውን ይዅን ክሊማዊን ሰብኣዊን ቅልውላዋት ትሕመሰሉ ዘላ እዋን፡ እታ ርእሰ ሓያል ዝዀነት ኣመሪካ...

  • Nov 07
መረጻ ኣመሪካ 2024፡ ትራምፕዶ ካማላ - ንኤርትራ መንኦም ዝያዳ የገድስ?
ትግርኛ

መረጻ ኣመሪካ 2024፡ ትራምፕዶ ካማላ - ንኤርትራ መንኦም ዝያዳ የገድስ?

ኣመሪካውያን ሎሚ 5 ሕዳር ንዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመታት ዝመርሖም ፕረዚደንት ዝመርጹላ ናይ መወዳእታ መዓልቲያ። ኣመሪካ ኣብ ዓለም ዓብላሊት ሃገር ከም ምዃና መጠን፡ ሃገራት ዓለም መን እንታይ ጽልዋ ይህልዎ? ብነናተን ኣጠማምታ ክገልጻኦ ይስማዓ’የን። እዚ ሕቶ’ዚ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኡ ኣቢልና ከኣ ናብ ኤርትራ ምስ...

  • Nov 06
ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ፡ ንመውጽኢ ቪዛ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈሉ ይዛረቡ
ትግርኛ

ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ፡ ንመውጽኢ ቪዛ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈሉ ይዛረቡ

ኣዲስ ኣበባ —ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ንምውጻእ ብኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ዝኸውን ክፍሊት ይሕተቱ ከም ዘለዉ ገሊፆም። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም እቲ ክፍሊት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ከም ዝፈላለ ይገልፁ። እቲ ትካል ብወገኑ እቲ ዝተጠቐሰ ክፍሊት ንመውፅኢ ቪዛ ዘይኮነስ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘይሕጋዊ ፍቓድ...

  • Nov 05
'ብናህና ተበግሶ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣሕዋትና እንፍጽሞ ነገር የለን' - ኣብዪ ኣሕመድ
ትግርኛ

'ብናህና ተበግሶ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣሕዋትና እንፍጽሞ ነገር የለን' - ኣብዪ ኣሕመድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ "ንኢትዮጵያ ብሓይሊ ክወራ ዝኽእል ኣካል የለን፤ እንመተጺኡ ድማ ንምምካት እኹል ዓቕሚ ኣለና" ክብል ተዛሪቡ። ኣብ መግለጺኡ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ኣፍደገ ቀይሕ ባሕርን'ውን ተዛሪቡ'ሎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ከምኡ ዝበለ፡ ሎሚ ሓሙስ 31 ጥቅምቲ 2024 ካብ ኣባላት...

  • Nov 01
ምጥቃም ክሊ ኣየር ኤርትራ እንታይ ይብል?
ትግርኛ

ምጥቃም ክሊ ኣየር ኤርትራ እንታይ ይብል?

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ኣየር ኤርትራ በረራ ከየካይድ ተኸልኪሉ ዝብል ሓበሬታ ጌጋ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነፈርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰማያት ኤርትራ ከይበራ ከምዝተኸልከላ ዝገልጽ ወረ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ድሕሪ ምውጽኡ'ዩ ነቲ ሓበሬታ ሂቡ ዘሎ።እቲ መግለጺ፡ “መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን...

  • Nov 01
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50

Page 46 of 64

Must Read

ንኤርትራውያን ገያሾ ዓቢ ጸገም ኮይኑ ዘሎ በረራታት ኣየር
ንኤርትራውያን ገያሾ ዓቢ ጸገም ኮይኑ ዘሎ በረራታት ኣየር
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጠቐሶ 'ካልእ ፍሕሶ ኲናት' ካብ ምንታይ ዝብገስ እዩ?
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጠቐሶ 'ካልእ ፍሕሶ ኲናት' ካብ ምንታይ ዝብገስ እዩ?
Missing in action: How Eritrean football was deflated at home and abroad
Missing in action: How Eritrean football was deflated at home and abroad
ኤርትራ-ኣመሪካ፡ 'እገዳ ክለዓልን ዝምድናኣ ክሕደስን' ስትራተጅያዊ ውሳነ
ኤርትራ-ኣመሪካ፡ 'እገዳ ክለዓልን ዝምድናኣ ክሕደስን' ስትራተጅያዊ ውሳነ
ኣቡነ ማርቆስ፡ ኣብ ዕጫ ኤርትራ ዓቢ ተራ ዝተጻወቱ ካህን
ኣቡነ ማርቆስ፡ ኣብ ዕጫ ኤርትራ ዓቢ ተራ ዝተጻወቱ ካህን
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሃገርነት ፍልስጤም ዘለዎ መርገጺ እንታይ'ዩ?
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሃገርነት ፍልስጤም ዘለዎ መርገጺ እንታይ'ዩ?
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ
70 Years of US Covert War Against Eritrea
70 Years of US Covert War Against Eritrea
ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ካልጋሪ፡ ብሞት ኣዶናይ ተኽለ ዓሚቝ ጓሂኦም ገሊጾም
ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ካልጋሪ፡ ብሞት ኣዶናይ ተኽለ ዓሚቝ ጓሂኦም ገሊጾም
ትውልደ ኤርትራዊት ፍናን፡ ኣብ ቡንደስሊጋ ጀርመን እተጻወተት ኣሰልጣኒት ርዋንዳዊት ጋንታ ኩዕሶ ስክዔት
ትውልደ ኤርትራዊት ፍናን፡ ኣብ ቡንደስሊጋ ጀርመን እተጻወተት ኣሰልጣኒት ርዋንዳዊት ጋንታ ኩዕሶ ስክዔት
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo