JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣስታት 35 ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ኣብ ከባቢ ደሴት ላምፐዱሳ ተገልቢጣ። ነቲ ሓደጋ ስዒቡ ሬሳ ናይ ሓደ ሰብ ከምኡ'ውን 11 ሰባት ብህይወቶም ክርከቡ እንከለዉ ናይቶም ዝተረፉ ሃለዋት ክፍልጥ ከምዘይተኻኣለ ቤት ጽሕፈት ዩኒሴፍ ኣብ ጣልያን ትማሊ ሰንበት ምሕባሩ ሮይተርስ ጸብጺቡ። ኣብቲ ብዓርቢ...
ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓያለ ክኢላታት፡ ለባማት፡ ጀጋኑ፡ ቅድሚ ግዜኦም ሰጒሞም ዝነበሩ ሰባት ኣፍርዩ ክነሱ ታሪኾም ግን ብግቡእ ኣይተነግረን። ሓደ ካብኦም ጸሓፊ ታሪኽ ገብረሚካኤል ግርሙ ዘበራቒት'ዮም። ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ብሓፈሻ መብዛሕትኦም ክርስትያን 'ሕብረት' ክጠልቡ፡ ኣስላም ኣቦታት ከኣ ንናጽነት'ዮም ተቓ...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ሰሜናዊ ክፋል ጆሃንስበርግ ዝርከብ ሓደ ማሕበረሰባዊ ክሊኒክ፡ ማእከል ውጥጥ ኰይኑ ኣሎ። ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዘይኰኑ ሰባት፡ ህዝባዊ ትካላት ጥዕና ክጥቀሙ ክፍቀደሎም ኣለዎ ዶ የብሉን ዝብል ክትዕ ኣብቲ ክሊኒክ'ዉን በጺሑ ኣሎ። እዚ፡ ኣብ 2013 ኣብ ሓደ ከባቢ ዝጀመረ ምንቅስቓስ ተስፋሕፊሑ ኣሎ። 'ስ...
ሰብመዚ ኢምግረይሽን ደቡብ ሱዳን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ፍጻመታት 17 ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ከም ዘእተዉ ማዕከናት ዜና እ ታ ሃገር ንሰበስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ጸብጺባ።እዚ ኣካል ናይቲ ነታ ሃገር ከም መተሓላለፊ መንገዲ ዝጥቀምሉ መርበባት ዘይሕጋዊ ስደትን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ-ሰብን ዝገብሩዎ ኢ...
Load more...