JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ብ7 ሕዳር 2024 ሰለስተ መራኽብ ኣዘርባዣን ንመትረብ ስወጽ ሓሊፈን ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ እናኣምራሓ እንከለዋ፡ ካብ ዓለምለኻዊ መስመር መራኽብ ሰጊረን ናብ ማያዊ ግዝኣት ኤርትራ ስለዝኣተዋ ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ተታሒዘን። እተን ሰለስተ መራኽብ 18 ባሕረኛታትን ሽዱሽተ ብረተ ዝዓጠቑ ሓለዋ ባሕርን'የን ሒዘን...
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ናብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካየደት ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ንዑደታ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂባ። ማሪያ ማልመር ስተነርጋርድ ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ኣብ ዘካየደቶ ርክብ ብዛዕባ ዳዊት ይስሓቕ ዝርከቦም ጉዳያት ከም ዝተዘራረበት ሓቢራ። እቲ ንልዕሊ 24 ዓመት ኣብ ማሕዩር ዝርከብ...
ሓደ ካብ ኤርትራ ስደተኛ ፉኣድ ስዒድ ዓብደልቃድር ዝተባህለ ውልቀሰብ፡ ኣብ ፔንስልቬንያ ፊሊፕስበርግ ኣብ ዝከርብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝዓረፈ ተገሊጹ። እቲ ወዲ 46 ዓመት ስደተኛ፡ ብ14 ታሕሳስ 2025 ኣብ ሞሻኖን ቫሊ ብኢምግረይሽንን ኣኽበርቲ ጉምሩክን (ICE) ተታሒዙ እንከሎ ከም ዝሞተ ተሓቢሩ። ዓብደልቃድር ኣብ...
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ተካይድ ዘላ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ተዘራሪባ ከምዘላ ይፍለጥ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ሎሚ ብዛዕባ'ቲ ምብጻሕ ርእይቶ ከምዝሃበ ይግለጽ ኣሎ። ትማሊ ናብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝኣተወት ሚኒስተር ማሪያ ማልመር ስተነርጋረድ ምስ ኤርትራዊ መዘናኣ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም...
Load more...