ኢጋድ ኤርትራ ንዝወሰደቶ ውሳነ ምስሓብ ኣባልነት ግብረመልሲ ሂቡሉ

ኢጋድ ኤርትራ ንዝወሰደቶ ውሳነ ምስሓብ ኣባልነት ግብረመልሲ ሂቡሉ

ኤርትራ ካብ ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ኣባልነታ ከምዝሰሓበት ምፍላጣ ከምዘሕዘኖ እቲ ውደብ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ብዓርቢ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ውድብ "ንኣባላት ሃገራት፡ ብፍላይ ንኤርትራ ዒላማ ንምግባር መሳርሒ" ከምዝኾነ ብምኽሳስ "ሕጋዊ ሓላፍነት" ኣይፈጸመን ክብል ይወቅስ። "ኤርትራ፡ ካብቲ ውድብ ክትስሕብ ዝወሰደቶ ውሳነ ንዋና ጸሓፊ ኢጋድ ብወግዒ ኣፍሊጣቶ ኣላ" ይብል እቲ ካብ ኣስመራ ዝወጸ መግለጺ። ሎሚ ኣማስያኡ...

Latest releases

Load more...