ኤርትራ፡ ንኢማራት ብ'ሃጸይነት ወደባት' ትኸስስ

ኤርትራ፡ ንኢማራት ብ'ሃጸይነት ወደባት' ትኸስስ

ኤርትራ፡ እቲ ብኢትዮጵያ ዝቐርብ ዘሎ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ፡ ብቐንዱ ናይ ባዕላ ናይ ኢትዮጵያ ከምዘይኰነ፡ 'ስትራተጂ ኢማራት' ምዃኑ ክትገልጽ ከም ዝጸንሐት ዝፍለጥ ኰይኑ፡ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ነዚ መርገጺ ሃገሩ ደጊሙ ኣነጺሩ። ምኒስተር ዑስማን ኣብቲ ምስ ማዕከን ሓበሬታ ሚድል ኢስት ኣይ ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለመጠይቕ፡ ሕቡራት ኢማራት...

Latest releases

Load more...