ሓቢርና ንውደቕ፡ ሚንዮት ድኹማት ሕልና’ዩ።
- Details
- Created: Wednesday, 01 November 2017 11:30
- Last Updated: Wednesday, 01 November 2017 11:30
ኣብ መንጎ ደቂ-ሰባት ውድድር ዝነበረ ዘሎን ዝቕጽልን’ዩ። እቲ ውድድር መግለጺኡ ብዙሕ ክኸውን ይኽእል’ዩ። ንኣብነት፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር መተዓቢትን ደቂ ከባብን ኮይንካ፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ፣ ኣብ ስፖርት፣ ኣብ ንግዲ፣ ኣብ ወፍሪ፣ ኣብ ሞያ፣….ወዘተ ውድድ ኣሎ። ኣብ ሰላማዊ፡ ደሞክራስያውን ሕጋውን ባይታ ዘለዎ ንህዝቢ ኣዕጊብካ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምምጻእ ዝግበር ውድድር ኣሎ። ካብኡ ውጽእ ምስ በልካ’ውን ብደረጃ ሃገራት፣ ዞባታት ኮነ ኣህጉራት ዝግበር ምትእስሳራትን ውድድራትን ኣሎ። እቲ ውድድር ሰላማዊ፡ ሕጋዊ፡ ብፍልጠትካን ብረሃጽካን ሕቶ ኣንጀራ ንምላስ ምስ ዝኸውን ከተተባብዖ ደኣምበር ክትነቕፎ
Add a comment