ንኡስ ጨንፈር ከለንን ከባቢኣን ሃድኤሕድሪ ወርሓዊ ኣኼብኦም ኣካይዶም።

ኣባላት ውድብ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድሪ ንኡስ ጨንፈር ከለንን ከባቢኣን ወርሓዊ ኣኼብኦም ከምዘካየዱ ተሓቢሩ። ካብቲ ቦታ ዝመጸና ሓበሬታ ወሲኹ ከምዝገለጾ፡ ወርሓዊ ኣኼባ ንኡስ ጨንፈር ከለንን ከባቢኣን ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ሎሚ ኩነታት ሃገርናን ዞናናን ሓድሽ ተርእዮን ምዕባለን ኣብ ዝተኸስተሉ ይካየድ ምህላው እዩ።