መስዋእቲ ሓርበኛ ተቓልሳይ፡ ገዛኢ ኪዳነ

ሓርበኛ ተቓልሳይ፡ ገዛኢ ኪዳነ ኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ ዝምድናታት ወጻኢ ጉዳያት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራብዘጋጠሞ ሕማም ብዕለት 19 ስነ 2018 ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።