ዕዉት ስርሒት ኣብ ከባቢ ሩባ ዓንሰባ “ሃገርካ ክዝመት ዓይንኻ ነይዕመት” !!


ከም መቐጸልታ ነቲ ምስ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ እነካይዶ ኩሉ መዳያዊ ግጥምያ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ንኽሰላሰል ፍሉይ ኣቕልቦ ኣንቢርናሉን መደባት ሰሪዕናሉን ዝጸንሓና ገድላዊ ስራሓት ፍርያት እናሃበ ይመጽእ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ውድብ ኣብሪሁ። ድሕሪ’ቲ ኣብ 11/03/2015 ኣብ “ቀሓውታ” ዝተፈጸመ በርቃዊ መጥቃቲ፣ ዝተፈላለየ ስርሒታት ከም ዝተኻየደን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ገለ ከተማታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ኣብ
ኣስመራን፥ ምጽዋዕን ዓሰብን፣ ንህዝብና ንምብርባርን፣ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ