ንኤርትራዊያን ኣሎኒ ሕቶ

(ኣብ ዝኽሪ ቶጎሩባ, ኣብ ዝኽሪ 8 መጋቢት ክላቦ)ትምኣይንበል ዓገብ ዝበለ ዓቕሉ እንዳ ጸበቦ,ማፍያዊ ጉጅለ ኣይወድቕንዩ ባዕሉ,ደቂ ኤረይ ኣብ ፍትሐዊ ቃልሲ ዕሰሉ,ንእኽብካብ ኣዛብእ ፋሕ ክተብሉ, ንባርነት ኣይኮነን መስዋእቲ ተኸፊሉ፡፡