በበይንኻ ዳሳት ተኺልካ,ቱታ ቦታኣ ሲሒታ

ንደቂ ኤረይ ክላቦ, ብስኒት ንዝብኢ ጎዶቦ ክንገጥሞ

ቅድሚ ኣውራጃዊያን ምዃና ኤርትራዊያን ኢና ሞ

ንጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ብሐባር ዳስዩ ርእሱ ዘሕምሞ

ሕድሪ ጀጋኑ ጠሊሙ ጋኔን ዘፍረሶ ህድሞ ክንዛዝሞ,