ምርቓ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ‘ምበር ኣብ ፖለቲካስ ምቓረት የብሉን።

ማሕበራዊ ጉዳያት ሓደ ክፋል ምናልባት’ውን ዝዓዘዘ ካብ ዕለታዊ ህይወትና ዝሕዝ ክፍሊ’ዩ። ጥዕናና ባህልና ሃይማኖትና ከኣ ኣብ’ዚ ዓውዲ’ዚ ዮም ዝሕቆፉ። ኣብ ዝተፈላለዩ ሕብረተ-ሰባት ምስናቶም ድሕረ ባይታን ምዕባለን ዝኸይድ ወይ ዝግለጽ ገዛኢ ዝኾነ ኣወንታዊ ባህልታት ኣሎ። ንኣብነት ኣብ ኤርትራ ኣብ ኩለን ብሄራትን ብሄረ