ፈጻሚ ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብ28 ጥሪ 2018 ስሩዕ ኣኼባ ከም ዘካየደ ኣፍሊጡ

ኣቦ-መንበር እቲ ሰልፊ ብ/መንግስተኣብ ኣስመሮም ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ፡ ኣብ ሃገርናን ዞባናን ዝረአ ዘሎ ሓድሽ ምዕባለታትን ከመይነት ኣገጣጥማኡን ኣመልኪቱ ሰፊሕ መብርሂ ከም ዝሃበ፡ ድሕሪ መብርሂ ብ/መንግስተኣብ ናይ ትሸዓተ ኣብያተ ጽሕፈት ፈጻሚ ሽማግለ ናይ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጸብጻብ ስራሕ ቀሪቡ ከምዝተዘተየሉ፡ ቤት ጽሕፈት ዜና እቲ ሰልፊ ብ29