መንነት

መንነት ኣይጭበጥን ረቂቕ’ዩ ብልሓቱ

ኣይቅልጽም ኣይሃብቲ ውሽጢ’ዩ መሰረቱ

ገለ ግዜ ምሳኻ ይፍጠር ብጊሓቱ ገለ ይውረስ

ካብ ሃንደስቱ።