ናይ ሓዘን መግለጺ፡

ብመስዋእቲ ገዲም ተጋዳላይ ኣብርሃም ነጋሲ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን፡ ብስም መላእ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ እንዳገለጽና፡ ንስዉእ መንግስተሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተሰቡን መቃልስቱን ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል፡

 

 ፈጻሚ ኣካል
ግሃድኤ-ሕድሪ
30 ጥሪ 2018