ሎሚ እውን ምስ ህዝብና ኢና ብዝብል ጭርሖ ንዝኽሪ መበል 12 ዓመት ምስረታ ሰልፊ ናህዳ

ኤርትራ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ።ኣብቲ ትማሊ ቀዳም ዕለት 13-ጥሪ-2018 ብሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ዓዲንግሊዝ ዝተዋሃሃደ ብዙሓት ኣባላትን ሰልፍን ዝተፈላለዩ ፖልርቲካውያን ውድባትን ዝተሳተፍዎ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ወኪል ክፍሊ ዜና ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ካብ ሃገረ ዓዲንግሊዝ ሎንዶን ሓቢሩ፡