ንኣብ ዓዲ ኣብ ባርነት ዘሎ ህዝቢ ገዲፈ

ዉሽጡ ሑሩር ንኣብ ባርነት ዘሎ ህዝቢ ገዲፈ

በቲ ኣብ ስደት ኣብ ነጻነት ዘሎ ህዝቢ ክዛረብ

ብላንጋ ላንጋ ብስዉር ንጃንዳ ህግደፍ ዝምግብ፡

ኣብ ጀርመን ካብ 83 ክሳብ ሎሚ

ምስ ብጻተይ ተቓሊስና ብዘሎና ዓቕሚ

ሐገዝ ንቃልሲ መላዓሊ ወሲኸሉ ገጥሚ,