ኣምሓዳሪ ከሰላ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር ምእካብ ተዓዊቱ፡

ብ- 19/ January/ 2018 ኣምሓዳሪ ምብራቕ ሱዳን ከሰላ ኣደም ጃማ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብመሰረት ህጹጽ ኣዋጃ፡ ካብ 5/ ጥሪ/ 2018 ቕልጡፍ ወሃብ ደገፍ ሰራዊት ንከሰላ ኣትዩ ዶብ ኤርትራ ምዕጻዉ ይሕብር።