ሕጂኸ እንታይ ትብሉ?

Image result for question mark

 

 

 

ኣብ ኤርትራ ተኸፊቱ ዘሎ ሽፍትት. . . ንሃገራዊ ናጽነት ዘይኮነ ንሃገራዊ ሕከት ጽንተት ከም ምዃኑ ወፍሩ ካብ መፋርቕ 1974 ኣትሒዘ. . እዚ ሕጆ ጻጸ ዘሎ ስርርዕ ቁማል ከይኮነ ይድሃኽ ብዝተረፈ ምስ ቆመለ ጭባት ብምዝራእን ምፍራይን ግዳፋ ቁማል ከይገብረና ኢለ ዝተጣራዕክዎ ሰማዒ እዝኒ ብምስኣን. . እነሆ ሎሚ ንሱ ፍርዙን ትዃን ዝርኣቱ ቁማል ከኣ ዝዘርእዎም ጭባት ተራቢሖም ወሪሮም ኣውሪሮም. . ከምቲ ንርስሓትካ ከተጽሪ ማይ ትደሊ. . . ኣብ ኤርትራ እቲ ማይ ዝበሃል እውን ስለ ዝሓከለ. . ኩላ ስድራቤት በብዝጠዓማ ንጽርየት ከተናዲ ኣብ ፍቖዶ ዓለም ተዘሪግና ንነብር ኣሎና።