ብዞባን ዓለምን ደረጃ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ዝረአ ዘሎ ምፍኽኻር፡ ንፍትሓዊ ቃልሲ ናይ ህዝብታት ይጎድእ ኣሎ ክብል ፈጻሚ ኣካል ደግሓኤ ገሊጹ።

ካብ 30 ታሕሳስ 2017 ክሳብ 2 ጥሪ 2018 ኣብ ዝነበረ መዓልታት ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዘሰላሰለ ፈጻሚ ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ብደረጃ ዞባ ኮነ ብደረጃ ዓለም ላዕለዋይ ኢድ ዝሓዙ ሃገራት ኣብ ዝገብርዎ ዘለው ውድድር፡ ኣብ’ዚ ከባቢ ንዝካየድ ዘሎ ፍትሓዊ ቃልሲ ናይ ህዝብታት ይጎድእ ምህላው ከም ዝተገንዘብ ኣብ ዘውጸኦ ደምዳ