1ይ፡ 2ይ, 3ይ, 4ይ,ኣብ ሐቂ ዝተመርኮሰ ሕቶን መልስን ዋዛ ምስ ቁምገገር

1ይ, ክፋል, ሕቶን መልስን, ኣባ ብልሐቱን,ውሽጡ ሑሩርን, ሕቶ ኣባ ብልሐቱ, ኣቱም ኤርትርዊያን ክሳብ ሎሚ መራሒ ከይመረጽኩም, መልሲ ውሽጡ ሑሩር, ንሕና ደኣ ወትሪ ምስ ተገራህና, ብዘይ ቅዋም  ን26 ዓመት ብግዝያዊ መንግስቲ, ይጸንት ኣሎ ህዝብና,