ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ሎንዶን ዓባይ ብርጣንያ።

ብኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ንሰንበት ዕለት 28 ጥሪ 2018 ኣብ ኣርችወይ ሰሜን ሎንዶን ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ማርያም ልደታ፡ ሰፊሕ ዝኾነ መደብ ኣስተምህሮ ክቐርብ`ዩ። ኣብ`ዚ ኣጋጣሚ ተሳተፍቲ ናይ`ዚ በረኸት ንኽትኮኑ ክፉት ዕድመና ንኹሉ ህዝቢ ብኣኽብሮት ንሕብር።